ኣውስትራልያዊ ዜግነት ክትወስዱ ኣርባዕተ ዓመት ዝነበርኩምሉ ቀዋሚ መንበሪ ፈቓድ ክህልወኩምን ፈተና ብዛዕባ ኣውስትራልያ ክትሓልፉን ኣለኩም፡09:04ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (16.62MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPብዙሓት ሰባት ዜጋታት ኣውስትራልያ ክኾኑ ይመርጹ። ካብ 1949 ንደሓር ልዕሊ 5 ሚልዮን ሰባት ዜግነት ተዋሂቦም። እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ስጉምቲ፡ እቶም ዝምልከቶም ሰባት ኣብ ሓደ ተኣማንነቶም ብምግላጽ ዝምስክርሉን ዝምሕልሉን ከም ዜጋታት ኣውስትራልያ መሰላቶምን ግቡኣቶምን ዝቕበልሉን፡ በዓል ወይ ስነስርዓት ዜግነት ክርከቡ’ዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (16.62MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 16 January 2020 7:38pmUpdated 16 January 2020 7:45pmSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareብዙሓት ሰባት ዜጋታት ኣውስትራልያ ክኾኑ ይመርጹ። ካብ 1949 ንደሓር ልዕሊ 5 ሚልዮን ሰባት ዜግነት ተዋሂቦም። እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ስጉምቲ፡ እቶም ዝምልከቶም ሰባት ኣብ ሓደ ተኣማንነቶም ብምግላጽ ዝምስክርሉን ዝምሕልሉን ከም ዜጋታት ኣውስትራልያ መሰላቶምን ግቡኣቶምን ዝቕበልሉን፡ በዓል ወይ ስነስርዓት ዜግነት ክርከቡ’ዩ።ShareLatest podcast episodes44:31ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode44 minutes 31 seconds08:43ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode8 minutes 43 seconds05:04መጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡podcast episode5 minutes 4 seconds08:22ኣብ ኤርትራ፡ ምእካብ ባጤራ ናቕፋን ኣብ ዕዳጋ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎትን፡ (ጸብጻብ)podcast episode8 minutes 22 seconds