ቪክቶርያዊያን ኣብ 24 ሕዳር ወከልቶም ክመርጹ እዮም። ኣብዚ ክፍለ-ግዝኣት ትነብሩ እንተኾይንኩም ድምጽኹም ተስምዕሉ እዋን ሕጂ እዩ። ዕድሚኦም 18 ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኑ ኩሎም ኣብ ቪክቶርያ ዝነብሩ ኣውስትራሊያዊያን፡ ተመዝጊቦም ድምጾም ክህቡ ናይ ግድን እዩ። ኮሚሽን ምርጫ ቪክቶሪያ ብልዕሊ 30 ቋንቋታት ናይ ሓበሬታት ትምህርቲታት የካይድ ኣሎ።
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends