መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ?

Two separate wedding rings next to the word "divorce". The concept of divorce, parting, infidelity . Selective focus. Source: SBS
ብትካል መጽናዕቲ ስድራቤታት ኣውስትራሊያ ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ ካብቶም ኣብ ሓዳር ዘለዉ፡ ኣብ መወዳእታ ዕስራታት ዓመት ዕድሚኦም ናይ ምፍታሕ ተክእሎ ዝዓበየ ኮይኑ ኣብ ኣርባዓታት ዝርከብ ዕድሚኦም ሰብ ሓዳር ድማ ይስዕብዎም። እቶም ዝፋትሑ ድማ ኣብ ሓዳር ንትሽዓተ ዓመት ወይ ትሕቲኡ ዝጸንሑ ተጻመድቲ እዮም።
Share