Credit: Credit: pixdeluxe/Getty Imagesገዛ ምዕዳግ ፡ ኣብ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ካብቲ ዝዓበየ ነገር እዩ ። ነዚ ዓቢ ዓቐን ዘለዎ ፋይናንሲያዊ ውሳነ ንምግባርን ምድላውን ፡ ልዕሊ ዓቕምኻ ኰይኑ ኽስምዓካ ይኽእል እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ምፍላጥን ናይ ገዛ ልቓሕ ዕዳጋ ብኸመይ ከም ዝዓዪን ምርዳእ ፡ ባጀት ንምስላዕ ናይ ኣእምሮ ሰላም ይህብን እዩ ።
Published
Updated
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ገዛ ምዕዳግ ፡ ኣብ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ካብቲ ዝዓበየ ነገር እዩ ። ነዚ ዓቢ ዓቐን ዘለዎ ፋይናንሲያዊ ውሳነ ንምግባርን ምድላውን ፡ ልዕሊ ዓቕምኻ ኰይኑ ኽስምዓካ ይኽእል እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ምፍላጥን ናይ ገዛ ልቓሕ ዕዳጋ ብኸመይ ከም ዝዓዪን ምርዳእ ፡ ባጀት ንምስላዕ ናይ ኣእምሮ ሰላም ይህብን እዩ ።