ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ ንተራ ሰባት ዘደናግር ክኸውን ይኽእል እዩ ፤ ነዚ ንምፍላጥ ሞያዊ ሓገዝ የድሊ ይኸውን ። እንተዀነ ግን: ጠበቓታት ኣማእታት ዶላራት ብሰዓት እናኸፈሉ : ኵሉ ሰብ ፍትሒ ክረክብ ኣይክእልን እዩ ። ይኹን "ምበር ፡ ብሕጋዊ ሓገዝ ወይ legal aid.ኣቢልካ ናጻ ሓገዝ ክትረክብ ይከኣል እዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

