ንሓደስቲ መጻእቲ ናብ ኣውስትራሊያ፡ መንበሪ ገዛ ምርካብ ኣጸጋሚ መስርሕ ምጥያስ እዩ። ኣብ ኩሉ ኩርናዕ እዚ ሃገር ዘለዉ ጉጅለታት ማሕበረሰባት ምስ መንግስቲ ሓቢሮም ነቶም ኣዚቱ ናይ መንበሪ ገዛ ጸገም ዘለዎም ጸጎሞም ንምፍታሕ ለይትን መዓልቲን እዮም ዝዓዩ። ይኹን እምበር ናይ መንግስቲ ገዛ ንምርካብ እናኣጸገመ ይኸይድ ኣሎ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends