Credit: Beyene Weldegiorgisኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝተፈላለዩን ኣዝዮም መሰጥትን እንስሳ ዘገዳም ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ ፡ እዚ ዝኾነ ድማ ኣውስትራልያ ብደረጃ ኣህጉር ካብ ካልእ ክፋል ዓለም ተነጺላ ብምህላዋ እቲ ኣብ ልዕሊ ሚልዮናት ዓመታት ዘጋጠመ ናይ ፍሉይ ታሪኽ ፍልቀት እዩ ። ናብ ኣውስትራሊያ ክትገይሽ ወይ ንዳህሳስ ኣብ ትመጻሉ ፤ ገለ ካብ ፍሉያት ዓሌት እንስሳ ዘገዳም ከጋጥሙኻ ይኽእሉ እዮም ። እቲ ዘሕዝን ግና ፡ ሓድሓደ ግዜ እንስሳ ዘገዳም ክሓሙ ይኽእሉ እዮም ፣ ወይ ከኣ ብመካይን ሓደጋ የጋጥሞም፡ ከም ሓዊ ወይ ዕልቕልቕ ዝኣመሰለ ባህርያዊ ሓደጋታት ዝስዕብ ጸገም ክጕድኡ ይኽእሉ እዮም ፣ ስለዚ ፡ እተጐድኡ ወይ ዝሓመሙ እንስሳ ዘገዳም እንተ ኣጓኒፎምኻ ፡ እንታይ ክትገብር ኣሎካ ?
Published
By Phil Tucak
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝተፈላለዩን ኣዝዮም መሰጥትን እንስሳ ዘገዳም ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ ፡ እዚ ዝኾነ ድማ ኣውስትራልያ ብደረጃ ኣህጉር ካብ ካልእ ክፋል ዓለም ተነጺላ ብምህላዋ እቲ ኣብ ልዕሊ ሚልዮናት ዓመታት ዘጋጠመ ናይ ፍሉይ ታሪኽ ፍልቀት እዩ ። ናብ ኣውስትራሊያ ክትገይሽ ወይ ንዳህሳስ ኣብ ትመጻሉ ፤ ገለ ካብ ፍሉያት ዓሌት እንስሳ ዘገዳም ከጋጥሙኻ ይኽእሉ እዮም ። እቲ ዘሕዝን ግና ፡ ሓድሓደ ግዜ እንስሳ ዘገዳም ክሓሙ ይኽእሉ እዮም ፣ ወይ ከኣ ብመካይን ሓደጋ የጋጥሞም፡ ከም ሓዊ ወይ ዕልቕልቕ ዝኣመሰለ ባህርያዊ ሓደጋታት ዝስዕብ ጸገም ክጕድኡ ይኽእሉ እዮም ፣ ስለዚ ፡ እተጐድኡ ወይ ዝሓመሙ እንስሳ ዘገዳም እንተ ኣጓኒፎምኻ ፡ እንታይ ክትገብር ኣሎካ ?