Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

How to participate in Australian life? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Woman and children volunteers planting tree at sunny campsite

ነቶም ኣብ ማሕበረሰባት ትሑት ናይ ናብራ ህይወት ዘለዎም ሰባት ንምሕጋዝ ሚሊዮናት ኣውስትራሊያዊያን መዓልታዊ ናይ ወለንታ ስራሕ ይሰርሑ። ስራሕ ወለንታ ካብ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ እዩ ዝመጽእ፡ ናይ ማሕበረሰባት ትካላት ድማ ነቶም ካብ ብዙሕ ባህሊን ቋንቋን ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ሓንጎፋይ ኢሎም ይቕበልዎም። ንኽብሪ’ቶም ብዘይ ዕረፍቲ ዝጽዕሩ ሓገዝቲ ክብሪ ንምሃብ ኣብ 20 ግንቦት ዓመታዊ ሃገራዊ ሰሙን ወለንተኛታት ይኽበር።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ነቶም ኣብ ማሕበረሰባት ትሑት ናይ ናብራ ህይወት ዘለዎም ሰባት ንምሕጋዝ ሚሊዮናት ኣውስትራሊያዊያን መዓልታዊ ናይ ወለንታ ስራሕ ይሰርሑ። ስራሕ ወለንታ ካብ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ እዩ ዝመጽእ፡ ናይ ማሕበረሰባት ትካላት ድማ ነቶም ካብ ብዙሕ ባህሊን ቋንቋን ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ሓንጎፋይ ኢሎም ይቕበልዎም። ንኽብሪ’ቶም ብዘይ ዕረፍቲ ዝጽዕሩ ሓገዝቲ ክብሪ ንምሃብ ኣብ 20 ግንቦት ዓመታዊ ሃገራዊ ሰሙን ወለንተኛታት ይኽበር።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now