SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ገማግም ባሕሪ ክዘናግዑ ክብሉ ዝጥሕሉ ዝበዝሑ ኣንፈት ምሕንባስ ዘይጸንሖም ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ እዮም

On the beach
Source: Getty Images

ካልእ ብርቱዕ ሙቐት ዝሓዘ ወቕቲ ይቃረበሉ ኣብ ዘሎን ቁጽሪ ጥሒሎም ዝሞቱ ሰባት ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብ10% ኣብ ዝዘለሉ እዋንን ኣብ ማያት ኣውስትራልያ ዝሕምብሱ ሰባት ጥንቃቐ ክገብሩ ሰብ መዚ ልመንኦም የቕርቡ ኣለው።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልእ ብርቱዕ ሙቐት ዝሓዘ ወቕቲ ይቃረበሉ ኣብ ዘሎን ቁጽሪ ጥሒሎም ዝሞቱ ሰባት ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብ10% ኣብ ዝዘለሉ እዋንን ኣብ ማያት ኣውስትራልያ ዝሕምብሱ ሰባት ጥንቃቐ ክገብሩ ሰብ መዚ ልመንኦም የቕርቡ ኣለው።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now