ነብሲና ደጊምና ምሕዳስ/ምምሃዝ/ ምፍጣር ትብዓት የድልዮ፡ እንተኾነ ግን ጓል 97 ዓመት ኣይሪስ ኣፕፈል ምቁንጃው ዕድመ ከምዘይውስኖ ወይ 'ኣሪግካ ኢኻ' ዝበሃል ከምዘየለ ዘመስከረት ፍጽምቲ ኣብነት’ያ። ስለ’ዚ ውልቃዊ ቅዲ/ፋሽን ናይ ኣከዳድናና ከመይ ጌርና ኢና ድሒርና ንልውጦ/ዳግማይ ነሐድሶ፧
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends