SKIP TO MAIN CONTENT

ናብ ወጻኢ ሃገር ገንዘብ ምሕዋል (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Global Business Australian Currency
Australian dollars Source: Getty Images/selensergen

ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ልዕሊ 250 ሚሊዮን ካብ ሃገሮም ወጻኢ ይነብሩ፡ ብዙሓት ስደተኛታት ናብቶም ኣብ ዓዶም ዝገደፍዎም ኣዝማዶም ገንዘብ ይሰዱ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባትውን ካብ ዝሓላፈ እዋን ብዝያዳ ሎሚ ገንዘብ ናብ መበቆል ዓዶም ይልእኩ፡ እንተኾነ ገንዘብ ክትልእኽ ከለኻ ዘይተኣደነ ዝኽፈል ዋጋ ብዙሕ ሰብ ኣየስተውዕለሉን እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ልዕሊ 250 ሚሊዮን ካብ ሃገሮም ወጻኢ ይነብሩ፡ ብዙሓት ስደተኛታት ናብቶም ኣብ ዓዶም ዝገደፍዎም ኣዝማዶም ገንዘብ ይሰዱ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባትውን ካብ ዝሓላፈ እዋን ብዝያዳ ሎሚ ገንዘብ ናብ መበቆል ዓዶም ይልእኩ፡ እንተኾነ ገንዘብ ክትልእኽ ከለኻ ዘይተኣደነ ዝኽፈል ዋጋ ብዙሕ ሰብ ኣየስተውዕለሉን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now