SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣውስትራልያ ከመይ ተድምጽ?

People queue up with their enrolment for
People queue up with their enrolment forms at an Australian Electoral Commission office in Melbourne on July 19, 2010 Source: Getty Images

ኣውስትራልያውያን ዝመጽእ 2 ሓምለ ኣብ ፈደራል ምርጫ ከድምጹ ናብ መድመጺ ኖቕጣታት ክኸዱዮም፥፥ ንኹሎም ልዕሊ 18 ዕድመ ዘለዎም ዝምልከቶም ዜጋታት ምምራጽ ግዴታዊዩ፥፥ ኣድመጽቲ ኣብ ኮሚሽን ምርጫ ኣውስትራልያ ክምዝገቡ ይግበኦም፥፥ ሓንሳብ ምስ ተመዝገቡ ኣብ መዓልቲ ምርጫ ከድምጹ ግዴትኦምዩ መቕጻዕቲ ከወግዱ፥፥ ቀጺሉ ዝቐርብ ቅልጡፍ መምርሒ ኣገባብ ኣደማምጻዩ።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራልያውያን ዝመጽእ 2 ሓምለ ኣብ ፈደራል ምርጫ ከድምጹ ናብ መድመጺ ኖቕጣታት ክኸዱዮም፥፥ ንኹሎም ልዕሊ 18 ዕድመ ዘለዎም ዝምልከቶም ዜጋታት ምምራጽ ግዴታዊዩ፥፥ ኣድመጽቲ ኣብ ኮሚሽን ምርጫ ኣውስትራልያ ክምዝገቡ ይግበኦም፥፥ ሓንሳብ ምስ ተመዝገቡ ኣብ መዓልቲ ምርጫ ከድምጹ ግዴትኦምዩ መቕጻዕቲ ከወግዱ፥፥ ቀጺሉ ዝቐርብ ቅልጡፍ መምርሒ ኣገባብ ኣደማምጻዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now