SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡

Isak subjected to racist chants
Source: Twitter

* ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታትን ደርፍታትን ኮይኑ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ምድባዊ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ብማዳጋስካር ብጸቢብ 1-0 ተሳዒራ፡ * ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 15ኪሜ ሰቨን ሂልስ ረይስ ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ገደቡ ዝጠሓሰ ጭርቃን ኣብ መንጎ ክልተ ኣዕሩኽ ንሓደ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ጸገም ኣእትይዎ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

* ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታትን ደርፍታትን ኮይኑ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ምድባዊ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ብማዳጋስካር ብጸቢብ 1-0 ተሳዒራ፡ * ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 15ኪሜ ሰቨን ሂልስ ረይስ ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ገደቡ ዝጠሓሰ ጭርቃን ኣብ መንጎ ክልተ ኣዕሩኽ ንሓደ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ጸገም ኣእትይዎ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now