SKIP TO MAIN CONTENT

ኣዛዚ ሓይልታት ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ (OLA) ጃል ማሮ ህወሓት ኣይሓገዘንን ኢሉ

Eritreans protesting in Slovenia
Source: Maja Opresnik/STA

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (16/01/2020) * ኣብ ስሎቨንያ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን መንግስቲ'ታ ሃገር ሕቶኦም ብምንጻጉ ኣብ ከተማ ልዩብሊያና ሰልፊ ወጺኦም። * ዋና ሓላፊ ስለያ ሱዳን ጀነራል አቡበከር ሙስጦፋ ካብ መዝነቱ ወሪዱ። * ኩምሳ ዲሪባ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣንጻር መንግስቲ ኣብ ዝገጠመሉ እዋን ህወሓት ኣይሓገዘንን ኢሉ። * ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ዕለተ ምርጫ ክኸውን ዝኣመሞ ዕለት ክትዓትን ነቐፌታታትን ፈጢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (16/01/2020) * ኣብ ስሎቨንያ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን መንግስቲ'ታ ሃገር ሕቶኦም ብምንጻጉ ኣብ ከተማ ልዩብሊያና ሰልፊ ወጺኦም። * ዋና ሓላፊ ስለያ ሱዳን ጀነራል አቡበከር ሙስጦፋ ካብ መዝነቱ ወሪዱ። * ኩምሳ ዲሪባ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣንጻር መንግስቲ ኣብ ዝገጠመሉ እዋን ህወሓት ኣይሓገዘንን ኢሉ። * ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ዕለተ ምርጫ ክኸውን ዝኣመሞ ዕለት ክትዓትን ነቐፌታታትን ፈጢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now