ብሰኑይ ኣብ ናይ ABC ፕሮግራም 4ኮርነርስ: ኣብ ማእከል መቐየዲ መንእሰያት፣ ዶን ዴል ዝፍጸም ዘስካሕክሕ መቕጻዕቲ ብቪድዮ ኣብ ተለቪዥን ምስቀረበ ብዙሕ ህዝቢ በቲ ዝረኣዮ ነገር ኣስካሕኪሑ። ሓደ ካብ ኦም ናይ ኣውስትራሊያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ፡ ብህጹጽ ነዚ ጉዳይ ዝምርምር ናይ ሮያል ኮሚሺን ክቐውም ጸዊዑ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends