Source: Suppliedከማል ኢብራሂም ናይ ቀደም ናይ ጋንታ መልበርን ሃርት (ናይ ሕጂ መልበርን ሲቲ) ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ንህጻናት ብመንገዲ ኩዕሶ እግሪ ንጡፋት ክኾኑ፡ ጥዕና ክረኽቡ፡ ክእለት ከማዕብሉን ክእለቶም እንተማዕቢሉ'ውን ክሳብ መንገዲ ፕሮፌሽናልነት ከትሕዝ ዝተበገሰ መንእሰይ'ዩ። 'ዋን ቦል' ትበሃል ማሕበር መስሪቱ ኸኣ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ይርከብ። ምሉእ ትሕዝቶ ዕላል ምስኡን ምስ መሻርኽቱ ኣቶ መሓመድ በሽርን ኣብ'ዚ ኣለኩም።
ከማል ኢብራሂም ናይ ቀደም ናይ ጋንታ መልበርን ሃርት (ናይ ሕጂ መልበርን ሲቲ) ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ንህጻናት ብመንገዲ ኩዕሶ እግሪ ንጡፋት ክኾኑ፡ ጥዕና ክረኽቡ፡ ክእለት ከማዕብሉን ክእለቶም እንተማዕቢሉ'ውን ክሳብ መንገዲ ፕሮፌሽናልነት ከትሕዝ ዝተበገሰ መንእሰይ'ዩ። 'ዋን ቦል' ትበሃል ማሕበር መስሪቱ ኸኣ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ይርከብ። ምሉእ ትሕዝቶ ዕላል ምስኡን ምስ መሻርኽቱ ኣቶ መሓመድ በሽርን ኣብ'ዚ ኣለኩም።