Activists of Pakistan Youth Forum rally on the occasion Indian Independence Day in Lahore, Source: APኣርእስታት ዜና፡ ኢራናዊ ስደተኛ ጸሓፊ፡ ብዝጸሓፎ መጽሓፍ ናይ ኣማኢት ኣሻሓት ተሸላሚ ኮይኑ። እዚ ሓዲሽ ጸዲቑ ዘሎ ሕጊ ብፍቓድ ጥንሲ ምስዳድ፡ ጾታ ንምምራጽ ማዕጾ ከምዘይከፍት ናይቲ ክፍለ ግዝኣት ፕርሜር ትትስፎ። ኣብ ካሽሚር ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ክፍታሕ ዓለም ክትለዓል ሰበይቱ ነቲ ብ ህንዲ ተኣሲሩ ዘሎ መራሒ ጉጅለ ተገንጸልቲ ካሽሚር ጸዊዓ። ኣብ ታንዛኒያ ሓንቲ ነዳዲ ጽ ዒና ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና ወዲቓ ብዝተፈጥረ ባርዕ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሲኢኖም።
ኣርእስታት ዜና፡ ኢራናዊ ስደተኛ ጸሓፊ፡ ብዝጸሓፎ መጽሓፍ ናይ ኣማኢት ኣሻሓት ተሸላሚ ኮይኑ። እዚ ሓዲሽ ጸዲቑ ዘሎ ሕጊ ብፍቓድ ጥንሲ ምስዳድ፡ ጾታ ንምምራጽ ማዕጾ ከምዘይከፍት ናይቲ ክፍለ ግዝኣት ፕርሜር ትትስፎ። ኣብ ካሽሚር ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ክፍታሕ ዓለም ክትለዓል ሰበይቱ ነቲ ብ ህንዲ ተኣሲሩ ዘሎ መራሒ ጉጅለ ተገንጸልቲ ካሽሚር ጸዊዓ። ኣብ ታንዛኒያ ሓንቲ ነዳዲ ጽ ዒና ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና ወዲቓ ብዝተፈጥረ ባርዕ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሲኢኖም።