ካብ 2016 ናብ 2017 ኣብ ዝሰገርናሉ እዋን ብእምነት፡ ብትምህርቲ፡ ብምዝናይ፡ ወዘተ ንብዙሓት ክፋል ሕብረተሰባት እናመሃሩ፡ እናጸናንዑን እናዛነዩን ጽልዋ ዘሕድሩ ሰባት እናዓደምና ብዛዕባ ዘገልግልዎ ህዝቢ ሓሳባቶም ከካፍሉና ክንገብር ኢና። ናይ ሕጂ ዕዱም ኤስቢኤስ ከኣ መምህርን ዘማርን ዑቕባስላሰ ሃይለ'ዩ።
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends