SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል SBS ትግርኛ ምስ ወናማት ኪነ-ጥበባውያን ኣበበ ኣርኣያን ሽሞንዲ ገብረማርያምን

Abebe Araya and Shmondi Ghebremariam at SBS studio Melbourne, Australia
Abebe Araya and Shmondi Ghebremariam at SBS studio Melbourne, Australia Source: SBS Tigrinya

መበል 42 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ምምስራት ሕወሓትን ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ ኣብ መልበን፡ ኣውስትራልያ ዝሓለፈ 18 የካቲት 2017 ናይ ክብሪ በዓል ተኻይዱ ኔሩ። ነቲ በዓል ከድምቑ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጹ ክልተ ገዳይም ተጋደልትን ወናማት ድምጻውያንን ኣበበ ኣርኣያን ሹሞንዲ ገብረማርያምን ኣብዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራሪብናዮም ኔርና። እንሆ!

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መበል 42 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ምምስራት ሕወሓትን ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ ኣብ መልበን፡ ኣውስትራልያ ዝሓለፈ 18 የካቲት 2017 ናይ ክብሪ በዓል ተኻይዱ ኔሩ። ነቲ በዓል ከድምቑ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጹ ክልተ ገዳይም ተጋደልትን ወናማት ድምጻውያንን ኣበበ ኣርኣያን ሹሞንዲ ገብረማርያምን ኣብዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራሪብናዮም ኔርና። እንሆ!

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now