Ahmed Sherif Idris Source: SBSኤርትራዊ ጋዜጠኛን ስነጥበባውን ኣሕመድ ሸሪፍ እድሪስ ኣብ ገጻት ቴሌቪዥን ኤርትራ ኣብ ዓረብ ይኹን ኣብ ትግርኛ ልሉይ ገጽዩ ኔሩ። ከምኡውን ኣብ ድምጽታት ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ። ኣብዚ ኣብ መልበርን ክነብር ካብ ዝመጽእ ውሑዳት ኣዋርሕ ጌሩሎ። ኣብዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣብ ዙርያ ሞያ ጋዜጠኝነቱን ስነጥበባዊ ክእለቱን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኔርና። ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ዕላል ጆባእ ንብለኩም። ሰናይ ምክትታል።
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ስነጥበባውን ኣሕመድ ሸሪፍ እድሪስ ኣብ ገጻት ቴሌቪዥን ኤርትራ ኣብ ዓረብ ይኹን ኣብ ትግርኛ ልሉይ ገጽዩ ኔሩ። ከምኡውን ኣብ ድምጽታት ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ። ኣብዚ ኣብ መልበርን ክነብር ካብ ዝመጽእ ውሑዳት ኣዋርሕ ጌሩሎ። ኣብዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣብ ዙርያ ሞያ ጋዜጠኝነቱን ስነጥበባዊ ክእለቱን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኔርና። ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ዕላል ጆባእ ንብለኩም። ሰናይ ምክትታል።