SKIP TO MAIN CONTENT

ልዕሊ 4 ሽሕ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል ናብ ሳዋ ከምተወስዱ ተፈሊጡ። (ካብ ዜናታት)

News
Source: MOI Eritrea

ኣርእስታት ዜና ብክሲ ግብረ ስጋ ቖልዑ ገበነኛ ኮይኑ ተባሂሉ ዘሎ ካርዲናል ፐል ካብቲ ገበን ንጹህ ምዃኑ ከምዝኣምን ናይ መልበርን ሊቀ ጳጳስ መልበርን ገሊጹ። ካብ ጃልባ ከይወርዱ ን20 መዓልታት ኣብማያት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ላምፐዱሳ ክትኣዉ ተፈቑዱሎም። ናይ ቀደም ናይ ኣውስትራሊያ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስን ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ቲም ፊሸር ኣብ መበል 73 ዓመቱ ዓሪፉ። ፍሉጥ ኪኢላ ቁጠባ ዓብደላ ሓምዶክ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ኮይኑ ቃል ማሕላ ፈጺሙ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ብክሲ ግብረ ስጋ ቖልዑ ገበነኛ ኮይኑ ተባሂሉ ዘሎ ካርዲናል ፐል ካብቲ ገበን ንጹህ ምዃኑ ከምዝኣምን ናይ መልበርን ሊቀ ጳጳስ መልበርን ገሊጹ። ካብ ጃልባ ከይወርዱ ን20 መዓልታት ኣብማያት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ላምፐዱሳ ክትኣዉ ተፈቑዱሎም። ናይ ቀደም ናይ ኣውስትራሊያ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስን ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ቲም ፊሸር ኣብ መበል 73 ዓመቱ ዓሪፉ። ፍሉጥ ኪኢላ ቁጠባ ዓብደላ ሓምዶክ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ኮይኑ ቃል ማሕላ ፈጺሙ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now