SKIP TO MAIN CONTENT

'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ'

Uganda vs Ethiopia at the inaugural CECAFA U15 in Asmara
Source: RegionWeek

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2019) ቦኽሪ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ኣብ ኣስመራ ይካየዱ ኣለው፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብስዕረት ጀሚረንኦ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ አ በርጎስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ንጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ዝለዓለ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቭሪን ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነኣድ ውጽኢት የመዝግቡ፡ ክእለቱን ብቕዓቱን ውሃ ዘበለ ጠባዩ ግን ምስኡ ዘይዛመድ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ሰባት ኣብ ምንታይ ከምዝምድብዎ ሓርቢትዎም፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2019) ቦኽሪ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ኣብ ኣስመራ ይካየዱ ኣለው፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብስዕረት ጀሚረንኦ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ አ በርጎስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ንጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ዝለዓለ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቭሪን ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነኣድ ውጽኢት የመዝግቡ፡ ክእለቱን ብቕዓቱን ውሃ ዘበለ ጠባዩ ግን ምስኡ ዘይዛመድ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ሰባት ኣብ ምንታይ ከምዝምድብዎ ሓርቢትዎም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now