SKIP TO MAIN CONTENT

ወጥሪ ኣብ መንጎ ካናዳን ህንዲን መስርሕ ቪዛ ደው ክብል ኣብግቢሩ፥ መበኣሲአን እንታይ እዩ፧

Canada India Sikh Slain
ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ኣብ ራጅ ጋት ፡ ማሃትማ ጋንዲ ፡ ኣብ ኒው ደልሂ ፡ ሰንበት ኣብ እተገብረ ዋዕላ G20(Sean Kilpatrick/The Canadian Press via AP, File) Source: The Canadian Press / Sean Kilpatrick/AP

ካብ ህንዲ ክፍለዩ ዝደልዩ ኣባል ሲክ ዝኾነ ሃርዲፕ ሲንግ ኒጃር ኣብ መሬት ካናዳ ምስ ተቐትለ ፡ ህንዲ ን ዜጋታት ካናዳ ቪዛ ምሃብ ኣቋሪጻ። ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ፡ ነቲ ብዛዕባ ሞት ነጃር ዝምልከት ኣብ ዝግበር መርመራ ህንዲ ኽትተሓባበር ጸዊዑ ኣሎ ።

Published

By Alex Anyfantis

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ህንዲ ክፍለዩ ዝደልዩ ኣባል ሲክ ዝኾነ ሃርዲፕ ሲንግ ኒጃር ኣብ መሬት ካናዳ ምስ ተቐትለ ፡ ህንዲ ን ዜጋታት ካናዳ ቪዛ ምሃብ ኣቋሪጻ። ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ፡ ነቲ ብዛዕባ ሞት ነጃር ዝምልከት ኣብ ዝግበር መርመራ ህንዲ ኽትተሓባበር ጸዊዑ ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now