An Indian Muslim woman walks on a street in Bangalore, India. Source: EPAሓደ ወዲ ተባዕታይ ኣስላማይ ንበዓልቲ ቤቱ ሰለስተ ግዜ “ፈቲሐኪ እየ” እንተ ኢልዋ ክፈትሓ ይኽእልዩ ዝበሃል ንኣማኢት ዓመታት ክስርሓሉ ዝጸንሐ ሕጊ ፓርላማ ህንዲ ዘይሕጋዊ ክኸውን ጌርዎ።
ሓደ ወዲ ተባዕታይ ኣስላማይ ንበዓልቲ ቤቱ ሰለስተ ግዜ “ፈቲሐኪ እየ” እንተ ኢልዋ ክፈትሓ ይኽእልዩ ዝበሃል ንኣማኢት ዓመታት ክስርሓሉ ዝጸንሐ ሕጊ ፓርላማ ህንዲ ዘይሕጋዊ ክኸውን ጌርዎ።