SKIP TO MAIN CONTENT

“ንፕረ. ኢሳያስ ወሲኹ ኩሉ ዝምልከቶ እቲ ጉዳይ ከምዝፈልጦ ተጌሩ፡ ደገፍ’ውን ተረኺቡ ኣሎ”

Homeland Report
Source: Supplied

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራሲን ፍትሕን ንምትዕራቕ ዝግስገስ ዘሎ ትካል ሰለብሪቲ ኢቨንትስ ኣብ መቐለ ካልኣይ ምዕራፍ ፅባሕ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ “ዳስ ዕርቂ ክልተ ኣሕዋት ውድባት” ብዝብል ቴማ መድረኽ ልዝብ ከም ዝኸፍት ኣፍሊጡ፡፡ ክልቲኦም ውድባት ንዕርቂ ቅሩባት ከም ዝኾኑ ውን ተነጊሩ ኣሎ፡፡ ብዛዕባ ዕላማታት እቲ መድረኽን ካልኦት ተዛመድቲ ምዕባለታትን ምስ ኣተሓባባሪ እቲ መድረኽ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ነዚ ልጋብ ጠዊቖም ይስምዑ

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራሲን ፍትሕን ንምትዕራቕ ዝግስገስ ዘሎ ትካል ሰለብሪቲ ኢቨንትስ ኣብ መቐለ ካልኣይ ምዕራፍ ፅባሕ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ “ዳስ ዕርቂ ክልተ ኣሕዋት ውድባት” ብዝብል ቴማ መድረኽ ልዝብ ከም ዝኸፍት ኣፍሊጡ፡፡ ክልቲኦም ውድባት ንዕርቂ ቅሩባት ከም ዝኾኑ ውን ተነጊሩ ኣሎ፡፡ ብዛዕባ ዕላማታት እቲ መድረኽን ካልኦት ተዛመድቲ ምዕባለታትን ምስ ኣተሓባባሪ እቲ መድረኽ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ነዚ ልጋብ ጠዊቖም ይስምዑ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now