SKIP TO MAIN CONTENT

ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ

Interview Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብ ኣዊ መሰል ዝኽበረሉ መዓልቲ እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ክፍጽም ዝቐነየን ምሁር ሕጊን ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ኣብ ስቱድዮ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ተረኺቡ ሰፊሕ ቃለ መሕትት። ኣብዚ ቃለ መሕትት፤ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ምስ ኩነታት ኤርትራ፡ ብዛዕባ መርማሪ ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዝበጽሖ ደረጃን፡ ገለ ሕቶታት ካብ ሰማዕትናውን ተመሊሱ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብ ኣዊ መሰል ዝኽበረሉ መዓልቲ እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ክፍጽም ዝቐነየን ምሁር ሕጊን ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ኣብ ስቱድዮ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ተረኺቡ ሰፊሕ ቃለ መሕትት። ኣብዚ ቃለ መሕትት፤ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ምስ ኩነታት ኤርትራ፡ ብዛዕባ መርማሪ ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዝበጽሖ ደረጃን፡ ገለ ሕቶታት ካብ ሰማዕትናውን ተመሊሱ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now