Source: Twitter (Refbooks)ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/08/2019) ግጥማት ሴካፋ ት15 መንእሰያት 2019 ኣብ ኣስመራ ምድባዊ ግጥማት ብምጥቕላልን ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ ጋንታታት ብምርግጋጽን ይቕጽሉ’ለው፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ካብ ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ጽጋቡ ግርማይ ካብ ሚቸልተን ስኮት ይሳተፉ፡ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ኣብ ሞሮኮ ይካየዱ'ለው፡ ሕርይቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ካልኣይቲ ወጺኣ፡ ገዲምን ምኩርን ኣህጉራዊ ዳኛ ተስፋይ ገብረየሱስ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/08/2019) ግጥማት ሴካፋ ት15 መንእሰያት 2019 ኣብ ኣስመራ ምድባዊ ግጥማት ብምጥቕላልን ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ ጋንታታት ብምርግጋጽን ይቕጽሉ’ለው፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ካብ ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ጽጋቡ ግርማይ ካብ ሚቸልተን ስኮት ይሳተፉ፡ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ኣብ ሞሮኮ ይካየዱ'ለው፡ ሕርይቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ካልኣይቲ ወጺኣ፡ ገዲምን ምኩርን ኣህጉራዊ ዳኛ ተስፋይ ገብረየሱስ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ