SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ሰብ ኣልቦ ማሺነሪታት ዘተኮረ ክምህዝ'ዩ መደበይ" ኣቤል መሓሪ

Abel meHary
Abel meHary Source: Abel meHary

ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ምህዞታቶም ንምርኢት ካብ ዝቕርቡ ዘለዉ፡ ናይ ኢንጂኔር ኣቤል መሓሪ ሞባይል ወይ ኮምፑተር ተጠቒምካ ካብ ርሑቕ ዓበይቲ ማሺነሪታት ክትዝውርን ክትእዝዝን ዘኽ እል ምህዞ እዩ። ነዚ ዘቕረቦ ትሕዝቶ ብዝምልከት ኣቤል መሓሪ ካብ ኤክስፖ ኣስመራ ምስ ራዲዮ ኤስ. ቢ. ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ ንስምዓዮ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ምህዞታቶም ንምርኢት ካብ ዝቕርቡ ዘለዉ፡ ናይ ኢንጂኔር ኣቤል መሓሪ ሞባይል ወይ ኮምፑተር ተጠቒምካ ካብ ርሑቕ ዓበይቲ ማሺነሪታት ክትዝውርን ክትእዝዝን ዘኽ እል ምህዞ እዩ። ነዚ ዘቕረቦ ትሕዝቶ ብዝምልከት ኣቤል መሓሪ ካብ ኤክስፖ ኣስመራ ምስ ራዲዮ ኤስ. ቢ. ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ ንስምዓዮ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now