SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ል ዕሌና ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ዋላ ንኢጣሊያዊያን ኣስደሚምዎም'ዩ ዘሎ" ስደተኛታት ኣብ ሮማ

Refugees in Rome (by search)
Refugees in Rome (by search) Source: Refugees in Rome (by search)

ከምቲ ክንከታተሎ ዝቐነናን፡ ኣብ ናይ ሓሙስ መደብናውን ዘቕረብናዮ ፡ ኣብ ከተማ ሮማ ኣብ ሓደ ህንጻ ዝነብሩ ዝነበሩ ኣማኢት ስደተኛታት ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ብፖሊስ ካብቲ ቦታ ብሓይሊ ከምዝወጹ ተገይሩን ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓበሬታን እቲ ኩነታት ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዝበጽሐን ቅድሚ ናብ ስቱዲዮ ምእታውና፡ ድሕሪቲ ምስ ፖሊስ ዝተገብረ ዕግርግር እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝመስል ካብቲ ቦታ ተወሳኺ ሓበሬታ ክህበና ንሓደ ካብቶም ግዳያት ኣዘራሪብና ኣለና።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ከምቲ ክንከታተሎ ዝቐነናን፡ ኣብ ናይ ሓሙስ መደብናውን ዘቕረብናዮ ፡ ኣብ ከተማ ሮማ ኣብ ሓደ ህንጻ ዝነብሩ ዝነበሩ ኣማኢት ስደተኛታት ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ብፖሊስ ካብቲ ቦታ ብሓይሊ ከምዝወጹ ተገይሩን ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓበሬታን እቲ ኩነታት ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዝበጽሐን ቅድሚ ናብ ስቱዲዮ ምእታውና፡ ድሕሪቲ ምስ ፖሊስ ዝተገብረ ዕግርግር እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝመስል ካብቲ ቦታ ተወሳኺ ሓበሬታ ክህበና ንሓደ ካብቶም ግዳያት ኣዘራሪብና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now