Source: Researchgate*ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ካብ መላእ ሃገር ዝተመርጹ መምሃራን ኣኼባ ኣካይዱ፡ ካብ'ቲ መልሱ ብዛዕባ ኩነታት ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ እንታይ ርድኢት ኣለዎ ትብል፧ ንስኻ ኣብ ዘርፊ ትምህርቲ ከምዘለኻ መጠን ጽቡቕ ሕቶታት ካብ መምሃራን ቀሪቡ’ዶ ትብል፧ *ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ‘ምሉእ ምርግጋእ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝፍጠር ናብ ምርጫ ክንከይድ ኣይንኽእልን ኢና’ ዝብል ሓሳብ ኣቕሪቦም። መረጻ/ምርጫ ኣብ ግዚኡ ክካየድ ድዩ፧ ኮሚሽን ምርጫ ዓቕሚ ክህልዎ ድዩ፧ ምድላዋቱ ክውድእ’ዩ፧ *ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ መንጎ ኦነግን መንግስትን ምስሕሓብ ካብ ዝፍጠር ጸኒሑ’ሎ። "እቲ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክንምለስ ወይ ክንኣቱ እንከለና ምስ መንግስቲ ዝኣተናዮ ስምምዕ ‘ከተዓርቐና ብዝኽእል መንገዲ’ ክሕደስ ንደልዮ ኢና"፡ "ሳልሳይ ወገን ኣብ ዘለዎ ክንዘራረብ ንደሊ ኢና" ዝብል መግለጺ ኦነግ ወጺኡ። እዚ እንታይ ንምርካብ’ዩ፧ እቲ ናይ መጀመርያ ስምምዕ ከ ንምንታይ’ዩ ዘይምስምማዕ ፈጢሩ፧
*ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ካብ መላእ ሃገር ዝተመርጹ መምሃራን ኣኼባ ኣካይዱ፡ ካብ'ቲ መልሱ ብዛዕባ ኩነታት ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ እንታይ ርድኢት ኣለዎ ትብል፧ ንስኻ ኣብ ዘርፊ ትምህርቲ ከምዘለኻ መጠን ጽቡቕ ሕቶታት ካብ መምሃራን ቀሪቡ’ዶ ትብል፧ *ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ‘ምሉእ ምርግጋእ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝፍጠር ናብ ምርጫ ክንከይድ ኣይንኽእልን ኢና’ ዝብል ሓሳብ ኣቕሪቦም። መረጻ/ምርጫ ኣብ ግዚኡ ክካየድ ድዩ፧ ኮሚሽን ምርጫ ዓቕሚ ክህልዎ ድዩ፧ ምድላዋቱ ክውድእ’ዩ፧ *ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ መንጎ ኦነግን መንግስትን ምስሕሓብ ካብ ዝፍጠር ጸኒሑ’ሎ። "እቲ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክንምለስ ወይ ክንኣቱ እንከለና ምስ መንግስቲ ዝኣተናዮ ስምምዕ ‘ከተዓርቐና ብዝኽእል መንገዲ’ ክሕደስ ንደልዮ ኢና"፡ "ሳልሳይ ወገን ኣብ ዘለዎ ክንዘራረብ ንደሊ ኢና" ዝብል መግለጺ ኦነግ ወጺኡ። እዚ እንታይ ንምርካብ’ዩ፧ እቲ ናይ መጀመርያ ስምምዕ ከ ንምንታይ’ዩ ዘይምስምማዕ ፈጢሩ፧