Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

"ብመራሕቲ ቤተክርስቲያን ዝተገብረ በደል ናብ መሰረትና ንኽንምለስ መጸዋዕታ እዩ።" ኣባ ስም ኦን ካህን ካቶሊክ ቤተክርስትያን ኣብ ኣውስትራሊያ

Aba Simon (SBS)
Aba Simon (SBS) Source: Aba Simon (SBS)

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮያል ኮሚሺን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ ዉሽጢ 35 ዓመታት ብመራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ካቶሊክ ኣውስትራሊያ ዝተፈጸመ ግብረ ስጋዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ገሊጹ ነይሩ። እዚ ብሮያል ኮሚሺን ዝጻረ ዘሎ ጥርዓናት ናይ 4500 ግዳያት ኣብ 1000 ትካላት እቲ ቤተክርስትያን ብ1880 መራሕቲ እቲ ሃይማኖት ዝተፈጸመ ዓመጽ እዩ፡፣ ንዝብል ጸብጻብ ኣብ መደባትና ምስ ኣቃላሕናዮ፡ ካብ ሰማዕትና ብዙሕ ርእይቶታት መጺኡና። ነዚ ኣመልኪትና ኣብ ኣውስትራሊያ ካህን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝኾኑ ኣባ ስምኦን ብዛዕባዚ ጉዳይ መብርሂ ክህቡና ሓቲትናዮም ኣለና ኣለና ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮያል ኮሚሺን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ ዉሽጢ 35 ዓመታት ብመራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ካቶሊክ ኣውስትራሊያ ዝተፈጸመ ግብረ ስጋዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ገሊጹ ነይሩ። እዚ ብሮያል ኮሚሺን ዝጻረ ዘሎ ጥርዓናት ናይ 4500 ግዳያት ኣብ 1000 ትካላት እቲ ቤተክርስትያን ብ1880 መራሕቲ እቲ ሃይማኖት ዝተፈጸመ ዓመጽ እዩ፡፣ ንዝብል ጸብጻብ ኣብ መደባትና ምስ ኣቃላሕናዮ፡ ካብ ሰማዕትና ብዙሕ ርእይቶታት መጺኡና። ነዚ ኣመልኪትና ኣብ ኣውስትራሊያ ካህን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝኾኑ ኣባ ስምኦን ብዛዕባዚ ጉዳይ መብርሂ ክህቡና ሓቲትናዮም ኣለና ኣለና ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now