Alula Solomon Source: TMH“ኤርትራ ከም ሃገር አይንርእያን፡ ኤምባሲታታ ከነዕጽዎ ኢና፤ ዝብል ዘረባታት ክዛረቡ ኣጀኹም ዝብሎም ዘሎ መንዩ?” ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ፡ ሓጽቢ ህዳሴን ምትእትታው ሓያላት ሃገራትን ሳዕቤኑን፡ መጻኢ ህወሓት፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ካልእን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ምስ ፖለቲከኛ አሉላ ሰለሞን ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ። “ኢሳያስን ኣብይን ዶብ ክንሕንጽጽ ኢና ኢሎም ተበጊሶም ህወሓት ደው ዘበለቶም መዓልቲ ከምዘሎ ኣይፈልጥን እየ።” ኣሉላ ሰሎሞን
“ኤርትራ ከም ሃገር አይንርእያን፡ ኤምባሲታታ ከነዕጽዎ ኢና፤ ዝብል ዘረባታት ክዛረቡ ኣጀኹም ዝብሎም ዘሎ መንዩ?” ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ፡ ሓጽቢ ህዳሴን ምትእትታው ሓያላት ሃገራትን ሳዕቤኑን፡ መጻኢ ህወሓት፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ካልእን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ምስ ፖለቲከኛ አሉላ ሰለሞን ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ። “ኢሳያስን ኣብይን ዶብ ክንሕንጽጽ ኢና ኢሎም ተበጊሶም ህወሓት ደው ዘበለቶም መዓልቲ ከምዘሎ ኣይፈልጥን እየ።” ኣሉላ ሰሎሞን