SKIP TO MAIN CONTENT

“ህወሓት፡ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ካልእ ክፋላት ኢትዮጵያ መስዋእቲ ምኽፋሉ ግቡእ እዩ ኔሩ እብል።” ኣሉላ ሶሎሞን (ቀዳማይ ክፋል)

Alula Solomon
Source: SBS Tigrinya

“ናይ ኦሮሞ ሊሂቃን ከምዝነግሩና፡ ‘ንሕና ስራሕና ንሰርሕ ኣለና እቲ ቀ/ሚኒስተር ድማ ነቶም ኣሃዳዊ መንግስቲ ዝሓልሙ ብኣፉ የታልለልና ኣሎ’ ኢዮም ዝብሉና።” ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዳይረክተር ማሕበር ተወለድቲ ትግራይን ፖለቲከኛን ተጣባቕን ኣሉላ ሶሎሞን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብዝገብረሉ ዘሎ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ኣብዚ ቀዳማይ ቃለ መሕትት፡ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ፍረኡን፡ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሎሚን ጽባሕን፡ ምስኡ ዝኸይድ ዛዕባታትን። ኣብዝመጽእ ካልኣይ ክፋል ካብዝላዓሉ ዛዕባታት፡ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ዝምድና መንግስቲ ኤርትራን ህወሓት ን ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“ናይ ኦሮሞ ሊሂቃን ከምዝነግሩና፡ ‘ንሕና ስራሕና ንሰርሕ ኣለና እቲ ቀ/ሚኒስተር ድማ ነቶም ኣሃዳዊ መንግስቲ ዝሓልሙ ብኣፉ የታልለልና ኣሎ’ ኢዮም ዝብሉና።” ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዳይረክተር ማሕበር ተወለድቲ ትግራይን ፖለቲከኛን ተጣባቕን ኣሉላ ሶሎሞን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብዝገብረሉ ዘሎ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ኣብዚ ቀዳማይ ቃለ መሕትት፡ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ፍረኡን፡ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሎሚን ጽባሕን፡ ምስኡ ዝኸይድ ዛዕባታትን። ኣብዝመጽእ ካልኣይ ክፋል ካብዝላዓሉ ዛዕባታት፡ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ዝምድና መንግስቲ ኤርትራን ህወሓት ን ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now