SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብቶም ክልተ ዉዱባት ሓሊፉ ናብ ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን ሊሒኹ ዝሓልፍ ምትህልላኽ የተሓሳስበኒ እዩ።” ኣሉላ ሰሎሞን (ካልኣይ ክፋል)

Alula Solomon
Source: SBS Tigrinya

“ምትእምማን ንኽፍጠር፡ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ማሕበራዊ መራሕቲ ፈጢሮም፡ መጻኢ ዕድሎም ባዕሎም ክጭብጥዎ ኣለዎም።” ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዳይረክተር ማሕበር ተወለድቲ ትግራይን ፖለቲከኛን ተጣባቕን ኣሉላ ሶሎሞን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብዝገብረሉ ዘሎ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ካብዝላዓሉ ዛዕባታት፡ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ዝምድና መንግስቲ ኤርትራን ህወሓት ን ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“ምትእምማን ንኽፍጠር፡ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ማሕበራዊ መራሕቲ ፈጢሮም፡ መጻኢ ዕድሎም ባዕሎም ክጭብጥዎ ኣለዎም።” ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዳይረክተር ማሕበር ተወለድቲ ትግራይን ፖለቲከኛን ተጣባቕን ኣሉላ ሶሎሞን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብዝገብረሉ ዘሎ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ካብዝላዓሉ ዛዕባታት፡ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ዝምድና መንግስቲ ኤርትራን ህወሓት ን ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now