Source: Wehazit and Amanuelኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ‘ይኣክል’ ዝብል ጻዊዒት ኣብ ፈይስ ቡክ ብቪድዮ የቕርቡ ኣለዉ። ነዚ ጻውዒት ዝጀመሮ ኣማኒኤል ክፍሉ (ዳዋ)፣ ነቲ ሓስብ ብኸመይን ንምንታይን ከምዝጀመሮን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ሓቲትናዮ መልሲ ሂቡና ኣሎ:: ብተወሳኺ ኣብዚ ትሕዝቶ፡ ሓንቲ ካብቶም ነቲ ጻውዒት ተቐቢሎም ድምጾም ዘስምዑ፡ ነባሪት ኣደላይድ ኣውስትራሊያ ምስዝኾነት ወሓዚት ኣብርሃም ዝተገብረ ቃለ-መሐትት ቀሪቡ ኣሎ። ፈለማ እቲ ናይ ኣማኒኤል ክፍሉ ዕላል ምስቀረበ ናይ ወሓዚት ኣብርሃም ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል ናይዚ ቃለ መሕትት ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ‘ይኣክል’ ዝብል ጻዊዒት ኣብ ፈይስ ቡክ ብቪድዮ የቕርቡ ኣለዉ። ነዚ ጻውዒት ዝጀመሮ ኣማኒኤል ክፍሉ (ዳዋ)፣ ነቲ ሓስብ ብኸመይን ንምንታይን ከምዝጀመሮን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ሓቲትናዮ መልሲ ሂቡና ኣሎ:: ብተወሳኺ ኣብዚ ትሕዝቶ፡ ሓንቲ ካብቶም ነቲ ጻውዒት ተቐቢሎም ድምጾም ዘስምዑ፡ ነባሪት ኣደላይድ ኣውስትራሊያ ምስዝኾነት ወሓዚት ኣብርሃም ዝተገብረ ቃለ-መሐትት ቀሪቡ ኣሎ። ፈለማ እቲ ናይ ኣማኒኤል ክፍሉ ዕላል ምስቀረበ ናይ ወሓዚት ኣብርሃም ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል ናይዚ ቃለ መሕትት ቀሪቡ ኣሎ።