SKIP TO MAIN CONTENT

መስርሕን ውጽኢትን ምርጫ ኣመሪካ፡ ትንታነ ምስ ኣማኑኤል ምሕጹን

Amanuel Mhtsun
Amanuel Mhtsun Source: Amanuel Mhtsun

እቲ ንኣዋርሕ ከዛርብ ዝጸንሐ ምርጫ ኣመሪካ ብዓወት ዶናልድ ትራምፕ ታሪኽ ሰሪሑ ተዛዚሙ ኣሎ። ህዝቢ ኣመሪካን ዓለምን ነቲ ውጽኢት ብከመይ ተቐቢሎሞ? እቶም ኣብ ዓለም ዴሞክራሲ ዝበሃል የለን ኢሎም ዝመርሑ መራሕቲ ሃገራት ካብዚ እንታይ እዮም ክመሃሩ? መዲያታት ኣመሪካን መዐቀኒ ድምጺታት ንምንታይ ጌጋ ትንቢት ንህዝቢ ክህባ ጸኒሐን? ... ንዝብሉን ካልእን ነጥቢታት ፡ ኣማኑኤል ምሕጹን ካብ ኣመሪካ ትንታነ ሂቡ ኣሎ ክትሰምዕዎ ንዕድም።

Published

By Ibrahim Ali

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እቲ ንኣዋርሕ ከዛርብ ዝጸንሐ ምርጫ ኣመሪካ ብዓወት ዶናልድ ትራምፕ ታሪኽ ሰሪሑ ተዛዚሙ ኣሎ። ህዝቢ ኣመሪካን ዓለምን ነቲ ውጽኢት ብከመይ ተቐቢሎሞ? እቶም ኣብ ዓለም ዴሞክራሲ ዝበሃል የለን ኢሎም ዝመርሑ መራሕቲ ሃገራት ካብዚ እንታይ እዮም ክመሃሩ? መዲያታት ኣመሪካን መዐቀኒ ድምጺታት ንምንታይ ጌጋ ትንቢት ንህዝቢ ክህባ ጸኒሐን? ... ንዝብሉን ካልእን ነጥቢታት ፡ ኣማኑኤል ምሕጹን ካብ ኣመሪካ ትንታነ ሂቡ ኣሎ ክትሰምዕዎ ንዕድም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now