"ሕጂ'ውን መሰረታዊ ሽግር ናይ ኢትዮጵያ፡ ነጻን ሉኣላዊትን ሃገረ ኤርትራ ዘይምቕባል'ዩ።" ኣም/ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ

Amb. Andeberhan Weldegiorgis Source: SBS Tigrinya
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ትንታነ ሂቡ ኣሎ። እዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኔሩ ኣብዚ ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ቀሪቡ ኣሎ።
Share