ፍሉጥ ስነ ጥበበኛ ዮሃንስ ትካቦ ምስቲ ናይ “ይኣክል” መጸዋዕታ መልእኽቲ ዘቕረቦ ብምትሕሓዝ ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (SBS Tigrinya) ዝገበሮ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል። ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይዚ ክፋል፡ ይኣክል ንመን? ባህልን ጽልዋኡን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ብወዲ ትካቦን ካልኦት ሙዚቀኛታትን ዝሕሰብ ዘሎ መደባትን ካልእን።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

