SKIP TO MAIN CONTENT

"ነቲ ሕጊ ዝፈጠረ ህዝቢ ከመይ ጌርካ ሕጊ ትኸልኦ፧" ዕላል ኤስ ቢ ኤስ ምስ ስነ ጥበበኛ ዮሃንስ ትካቦ

Interview with Artist Yohannes Tiquabo
Source: Yohannes Tiquabo

ኣብዚ ዓመት ብብዝሒ ካብ ተሰምዑ መደባት SBS ትግርኛ (ካብ ዕላል ምስ ስነጥበበኛታት) ኣብዚ ቅነ ብዙሓት ኤርትራዊያን "ይኣክል!" ዝብል መጸዋዕታ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምስማዕ ድምጺ ተኣሳሲሩ፡ ፍሉጥ ስነ ጥበበኛ ወዲ ትካቦ ዘቕረቦ መጸዋዕታን ብምትሕሓዝ ምስ ረዲዮኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ መጸዋዕታ ናይ "ይኣክል!" ዘቕረባ ደርፊን ኣብ መንእሰያት ኣሕዲራቶ ዘላ ጽልዋ፡ ደርፊን ደረፍቲ ኤርትራን፡ ን ወዲ ትካቦ ናብ ደንበ ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ክጽምበር ዝገበሮ ኩነታትን ካልእን ኣዕሊሉ ኣሎ። ኣብ ዝቕጽል ካልኣይ ክፋል፡ "ይኣክል!" ንመን፧ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናብ ህዝቢ ከቕርቦ መዲብዎ ዘሎ ስራሓትን ካልእ ምስህልው ኩነታት ኤርትራን ኣዕሊሉ ኣሎ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ዓመት ብብዝሒ ካብ ተሰምዑ መደባት SBS ትግርኛ (ካብ ዕላል ምስ ስነጥበበኛታት) ኣብዚ ቅነ ብዙሓት ኤርትራዊያን "ይኣክል!" ዝብል መጸዋዕታ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምስማዕ ድምጺ ተኣሳሲሩ፡ ፍሉጥ ስነ ጥበበኛ ወዲ ትካቦ ዘቕረቦ መጸዋዕታን ብምትሕሓዝ ምስ ረዲዮኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ መጸዋዕታ ናይ "ይኣክል!" ዘቕረባ ደርፊን ኣብ መንእሰያት ኣሕዲራቶ ዘላ ጽልዋ፡ ደርፊን ደረፍቲ ኤርትራን፡ ን ወዲ ትካቦ ናብ ደንበ ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ክጽምበር ዝገበሮ ኩነታትን ካልእን ኣዕሊሉ ኣሎ። ኣብ ዝቕጽል ካልኣይ ክፋል፡ "ይኣክል!" ንመን፧ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናብ ህዝቢ ከቕርቦ መዲብዎ ዘሎ ስራሓትን ካልእ ምስህልው ኩነታት ኤርትራን ኣዕሊሉ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now