Berehe Gebrehiwot Source: Berehe Gebrehiwotኣብ ዓዲታት ኤርትራ ቀረብ ዝስተ ማይ ክዓዝዝ ምእንቲ ዝቖመ ግብረ ሰናይ ማሕበርዩ -ሰናይ ፋውንደሺን። Walk-a-thone: walk for water in Eritrea ብዝብል መገዲ ድማ ኣብ ቦስቶን ገንዘብ ምውህላል ተጀሚሩ። እቲ ካብ ዝሕሰብ ዳርጋ 20 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ፕሮጀክት ኣብ ምንታይ በጽሐ? ብውሕዱ ነተን ከም መፈለሚ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ዝርከባ ብጽምኢ ማይ ቃዕ ኢለን ዝርከባ ዓዲታት ዒላ ማይ ንምፍሓር ዝተፈተነ ተዓዊቱዶ? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት፡ ንኣንቃሊ እቲ ሓሳብ ንኣቶ በርሀ ገብረሂወት ከብርሃልና ተወኪስናዮ ኣለና፡፣
ኣብ ዓዲታት ኤርትራ ቀረብ ዝስተ ማይ ክዓዝዝ ምእንቲ ዝቖመ ግብረ ሰናይ ማሕበርዩ -ሰናይ ፋውንደሺን። Walk-a-thone: walk for water in Eritrea ብዝብል መገዲ ድማ ኣብ ቦስቶን ገንዘብ ምውህላል ተጀሚሩ። እቲ ካብ ዝሕሰብ ዳርጋ 20 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ፕሮጀክት ኣብ ምንታይ በጽሐ? ብውሕዱ ነተን ከም መፈለሚ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ዝርከባ ብጽምኢ ማይ ቃዕ ኢለን ዝርከባ ዓዲታት ዒላ ማይ ንምፍሓር ዝተፈተነ ተዓዊቱዶ? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት፡ ንኣንቃሊ እቲ ሓሳብ ንኣቶ በርሀ ገብረሂወት ከብርሃልና ተወኪስናዮ ኣለና፡፣