Berhan Ismail Jabir Source: Suppliedብሰኑይ ፡ ሚኒስትሪ ሓበሬታ ሱዳን፡ ዕጡቓት ሓይልታት ንሲቪላዊያን ኣባላት ሏኣላዊ ባይቶ፡ ሚኒስተራትን ንቐዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ ከምዝኣሰሩ ኣፍለጠ። ኣብዚ እዋን ናይ ሱዳን ላዕለዋይ ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋገ ኣዊጁ ፡ ነቶም ነቲ ምስግጋር ዝመርሑ ሰበስልጣን ብምብታን ሓድሽ መንግስቲ ከምዝመስረተ ኣዊጁ ። ነዚ ምዕባለ ብቐረባ ዝከታተሎ ብርሃን እስማዒል ጃብር ካብ ከተማ መልበርን ብዛዕባ እቲ ዝተኻየደ ዕልዋን ድሕሪኡ ዘሎ ኩነታትን ተንቲኑልና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብሰኑይ ፡ ሚኒስትሪ ሓበሬታ ሱዳን፡ ዕጡቓት ሓይልታት ንሲቪላዊያን ኣባላት ሏኣላዊ ባይቶ፡ ሚኒስተራትን ንቐዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ ከምዝኣሰሩ ኣፍለጠ። ኣብዚ እዋን ናይ ሱዳን ላዕለዋይ ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋገ ኣዊጁ ፡ ነቶም ነቲ ምስግጋር ዝመርሑ ሰበስልጣን ብምብታን ሓድሽ መንግስቲ ከምዝመስረተ ኣዊጁ ። ነዚ ምዕባለ ብቐረባ ዝከታተሎ ብርሃን እስማዒል ጃብር ካብ ከተማ መልበርን ብዛዕባ እቲ ዝተኻየደ ዕልዋን ድሕሪኡ ዘሎ ኩነታትን ተንቲኑልና ኣሎ።