SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ብርዝቤን ዘለና መቐጸልታ ናይ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ኢና ይኣክል ንብል ዘለና።"

Brisbane Eritrean Community
Source: SBS

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ከተማ ብርዝቤን ኣውስትራሊያ፡ ከም መቐጸልታ ኣብዝተፈላለዩ ክፋል ዓለም ዝግበር ዘሎ ተቓዉሞ ንመንግስቲ ኤርትራ ንጥፈታትን ኣኼባታትን ድሕሪ ምግባር ንኣቕዋሞም ዘንጸባርቕ ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም ኣለዉ። ብዛዕባ'ቲ ንጥፈቶም ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ዝኾነ ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ብዛዕባቲ "ይኣክል" ዝብል ጻዊዕቶምን ናይ መጻኢ መደቦምን፡ገሊጹልና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ከተማ ብርዝቤን ኣውስትራሊያ፡ ከም መቐጸልታ ኣብዝተፈላለዩ ክፋል ዓለም ዝግበር ዘሎ ተቓዉሞ ንመንግስቲ ኤርትራ ንጥፈታትን ኣኼባታትን ድሕሪ ምግባር ንኣቕዋሞም ዘንጸባርቕ ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም ኣለዉ። ብዛዕባ'ቲ ንጥፈቶም ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ዝኾነ ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ብዛዕባቲ "ይኣክል" ዝብል ጻዊዕቶምን ናይ መጻኢ መደቦምን፡ገሊጹልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now