ንሱዳን ንሰላሳ ዓመታት ረጊጹ ዝጸንሐ ስርዓት ኣልበሽር ብማዕበል ህዝቢ ተዓልዩ፡ ጀነራል ዓወድ አል ዑፍ ንዑመር ኣልበሽር መሪሕነት ምስ ኣሕደጎ፡ ህዝቢ ኣይተሓጎሰን፤ ተቓዉሞ ምስበርተዐ ዓወድ ሓደ መዓልቲ ኣብ ስልጣን ምስጸንሐ ፤ ናብቲ ብህዝቢ ቅሩብ ተቐባልነት ዘለዎ ጀነራል ኣልቡርሃን ስልጣኑ ኣረኪብዎ ኣሎ። ኣብዚ እዋን ሱዳን ኣብ ምንታይ ኩነታት ትርከብ ኣላ? ካብዚ ንደሓር እንታይ እዩ ክኸውን? ካብዚ ምልዕዓል ህዝቢ እንታይ ትምህርቲ’ዩ ዝውሰድ? ለውጢ ሱዳን ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ እንታይ ጽልዋ እዩ ክህልዎ? ኣቶ ቡርሃን እስማዒል ትንታነ ሂብሉ ኣሎ።
Share






