Hagos Weldegebriel (Suzinino) Source: Suppliedእዚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልምሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ኮይኑ ብፍላይ "ሓኔታ" ትብል ስርሑ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ንሽልማት ዘብቅዓ ኣዕሊሉና ኣሎ።
እዚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልምሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ኮይኑ ብፍላይ "ሓኔታ" ትብል ስርሑ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ንሽልማት ዘብቅዓ ኣዕሊሉና ኣሎ።