Hagos Weldegebriel (Sizinino) Source: Suppliedሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልም ኮይኑ ካብ 2003-2014 ኣብ ዝነበሩ ዓመታት፡ ብጠቕላላ ክሳብ ሓደ ሚእቲ ዝበጽሑ ሓጸርቲ ኮሜዲታት ኣበርኪቱ ይርከብ። ኣብ 2003፡ “ማሕላኺ” እትብል ኣልበም ደርፊ ዘርጊሑ ኔሩ። ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስያትል ኣመሪካ ዝነብር ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ቅሩብ እዋን’ውን ኣብ ኣመሪካ ተሸሊሙ ኣሎ። ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልም ኮይኑ ካብ 2003-2014 ኣብ ዝነበሩ ዓመታት፡ ብጠቕላላ ክሳብ ሓደ ሚእቲ ዝበጽሑ ሓጸርቲ ኮሜዲታት ኣበርኪቱ ይርከብ። ኣብ 2003፡ “ማሕላኺ” እትብል ኣልበም ደርፊ ዘርጊሑ ኔሩ። ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስያትል ኣመሪካ ዝነብር ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ቅሩብ እዋን’ውን ኣብ ኣመሪካ ተሸሊሙ ኣሎ። ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።