SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ ቃልሲ ሓገዝ ናይ ወጻኢ መመላእታ እምበር መተካእታ ክኸውን ኣይክእልን እዩ።” ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን

Daniel Rezene Mekonen
Source: Supplied

ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን፤ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ዘተኩር በዓል ሞያ ሕጊን ተጣባቒን፤ ኣብዞም ዝሰዕቡ ዛዕባታት ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዘትዩ ኣሎ፤ - ፍሉጣት ኣፍሪቃዊያንን ካል ኦት ትካላትን ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዝጸሓፍዎ ቅሉዕ ደብዳበን ኣመታቱን - ኩነታት ፖለቲካ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን - ወገን ተቓዉሞ ክፋል ህዝቢ ኤርትራን ህሉው ኩነታቱን መጻኢኡን

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን፤ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ዘተኩር በዓል ሞያ ሕጊን ተጣባቒን፤ ኣብዞም ዝሰዕቡ ዛዕባታት ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዘትዩ ኣሎ፤ - ፍሉጣት ኣፍሪቃዊያንን ካል ኦት ትካላትን ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዝጸሓፍዎ ቅሉዕ ደብዳበን ኣመታቱን - ኩነታት ፖለቲካ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን - ወገን ተቓዉሞ ክፋል ህዝቢ ኤርትራን ህሉው ኩነታቱን መጻኢኡን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now