desta gebrehawaryat (Tsegay) Source: desta gebrehawaryat (Tsegay)ብዛዕባ ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ን እወንታዊ ለውጢ ፡( Orgnisation of Tigryans Network for Afermative Action ( OTNA) አብ ወርሒ ለካቲት 2017 ብወግዒ ተመስሪቱ አሎ፡፡ ብዛዕባ ዕላማታት እዚ ጥምረትን አድማስ ትሕዝቶኡን ዝምልከት ምስ ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ፕሮግራም እቲ ጥምረት ዝኾነ ደስታ ገብረ ሃዋርያ ( ባሻ ደስታ) ዝተገብረ ቃለ መሕትት እነሆ፡፡
ብዛዕባ ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ን እወንታዊ ለውጢ ፡( Orgnisation of Tigryans Network for Afermative Action ( OTNA) አብ ወርሒ ለካቲት 2017 ብወግዒ ተመስሪቱ አሎ፡፡ ብዛዕባ ዕላማታት እዚ ጥምረትን አድማስ ትሕዝቶኡን ዝምልከት ምስ ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ፕሮግራም እቲ ጥምረት ዝኾነ ደስታ ገብረ ሃዋርያ ( ባሻ ደስታ) ዝተገብረ ቃለ መሕትት እነሆ፡፡