“እቲ ሽግር ሽግርና’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ፖለቲካ ናይ ዓድና መሪትና ኢና።” ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ
Dr Berhan Source: Dr Berhan
ን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ንምጥያስ ዝሕግዝ African-Australian Multicultural Employment and Youth Services (AAMEYS) ዝተባህለ ትካል ተጣይሱ ኣሎ፡ ምስ ናይዚ ትካል ሓላፊ ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Share




