ዶክተር ሕሉፍ ኣበራ ካብቲ ኣብ ሆፐር ክሮሲንግ ዝርከብ ክሊኒክ ኣዲስ ብዛዕባ እቶም ዓበይቲ ሕማማት ማለት ሕማማት ሽኮር፡ ደም ብዝሒ፡ ካንሰርን ካል ኦትን ትምህርታዊ መብርሂ ሂቡና። ኣብዚ ቀዳማይ ትሕዝቶ ሕማም ሽኮር እንታይ እዩ፡ መንቀሊኡ፡ ኣከናኽናኡን ምስ ኡ ዝተተሓሓዘን ገሊጹ ኣሎ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends