SKIP TO MAIN CONTENT

"ምዕጻው ማእከል ጥዕና ማርቆስ ብፖለቲካዊ ምኽንያት እዩ" ዶ/ር ማርቆስ ገሰሰ

Dr Markos gesese
Dr Markos gesese Source: Dr Markos gesese

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም አርባዕተ ረቑሓታት አየማልአን ኢሉ ንሓደ ዓመት ካብ ስርሑ ደው ኣቢልዎ፡፡ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም፡ ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ እቲ እገዳ ቅኑዕ ዉሳነ አይኮነን፡ እቶም ንመአገዲ ዝቐረቡ ረቛሒታት ንማእከል ሕክምና ተባሂሎም ዝተቐመጡ ዘይኮኑስ ን ሆስፒታል ዝምልከቱ እዮም፡፡ ገለ ድማ ጠቐነታት እዮም ይብሉ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ምስ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክም ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ ዝገበርናዮ ቃለ ምልልስ ነዚ ልጋብ ጠዊቕኩም ስምዑዎ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም አርባዕተ ረቑሓታት አየማልአን ኢሉ ንሓደ ዓመት ካብ ስርሑ ደው ኣቢልዎ፡፡ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም፡ ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ እቲ እገዳ ቅኑዕ ዉሳነ አይኮነን፡ እቶም ንመአገዲ ዝቐረቡ ረቛሒታት ንማእከል ሕክምና ተባሂሎም ዝተቐመጡ ዘይኮኑስ ን ሆስፒታል ዝምልከቱ እዮም፡፡ ገለ ድማ ጠቐነታት እዮም ይብሉ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ምስ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክም ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ ዝገበርናዮ ቃለ ምልልስ ነዚ ልጋብ ጠዊቕኩም ስምዑዎ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now